Mahta Podcast

Mahta Podcast

Categoría: Cultura y sociedad
Creado por: Mahta Podcast
ሰላም እንቃዕ ብደሓን መጻኩም ናብዚ መደብ፣ እምበኣርከስ ኣብዚ መደብ ብዛዕባ ዝተፈላለየ ኣርእስቲ ንሕብረተ ሰብና ወይ ውን ናዓና ንመንእሰያት መዛረቢ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ዝባልናዮም ከም በዓል ባህሊ፣ ካብ ባህሊ ዘጋጥሞ ብድሆታት፣ ናይ ትምህርቲ ምዕባለ ከመይ ይመስል ምስ ዓለም ከተረኣእዮ ኮለኻ፣ ቴክኖሎጂ ኣብ ሃበሻ፣ ታሪኽና ከምኡ ውን መንነትና እንታይ እዩ፣ ኮታስ ብሓፈሻ ዝተፈላለየ ኣርእስቲ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና። እዚ መደብ እዚ ኣብ ዩቱዩብ ውን ክትረክብዎ ትክእሉ ኢኩም ብ "mahta podcast" ዝብል ስም። ኣብ መወዳእታ ሓሳባትኩም ካብ ምክፋል ኣይትቆጦቡ ከምኡ ውን ሰናይ ናይ ምክትታል መደብ። ... Más informaciones
iAB member
Copyright 2020 - Spreaker Inc. a Voxnest Company - Crear un podcast - New York, NY
Help